ንላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ላብራቶሪ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማእኸል  መፅናዕቲን ምርምን ጥዕና እንተስሳት ንላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ላብራቶሪ ገይሩ፡፡

እቲ ሓገዝ ድማ ተወከልቲ ላብራቶሪ ጥዕና እስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን ኣብ ሰበታ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ እቲ ማእኸል ተረኺቦም ተረኪቦም።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ዶክተር ተስፋዬ ሩፋኤል ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ማእኸል ንኮምቦልቻ ላብራቶሪ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብርን ንሲዳማ ላብራቶሪ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ ኢዩ።

እቲ ሓገዝ ላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብመዕናዉ ዳግም ተጠናኺሩ ስራሕ ንኽጅምር ዘኽእል ከምዝኾነ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment