ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝበ ውሳነ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሚሊየን መረፅቲ ካርድ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ክልላዊ መንግስቲ ብ/ብ/ሕ/ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015 ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ ኣብ 3769 ጣቢያታት መረፃ ብዘካየዶ ምዝገባ መረፅቲ ብሓፈሻ 3,028,770 ተመዝጊቦም መውሀቢ ድምፂ ካርድ ወሲዶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment