ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ከምዝተጣየሸ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት እናተኸታተለ ፅገናን ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ብምህናፅ ብቕልጡፍ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ንኽኾኑ ጉጅለ ከምዘጣየሸ ኢዩ።

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ሓደ ጉጅለ ኣብ መስመር ፍላቂትን ጋሸናን ናብ ዝርከባ ከተማታት ከምዝንቀሳቐስ ሓላፊ ቴክኒካል ሲስተም ዲስትሪቢዩሽን ኣይተ ኣስመላሽ ግርማው ተዛሪቦም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment