ናፃን ዝተሓፈረትን ሃገር ዝሃቡና ሰማእታት ክንሓስቦም ንኽእል ሓድነት ካብ ዘፍርሱ ኣተሓሳስባታት ብምርሓቕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ንኾርዐላ፣ ናፃን ዝተሓፈረትን ሃገር ዝሃቡና ሰማእታት ክንሓስቦም ንኽእል፤ ካብ ዝኸፋፍሉን ሓድነት ዘፍርሱን ኣተሓሳስባታት ብምርሓቕ ኢዩ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ፥ መበል 86 በዓል ዝኽሪ ሰማእታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ለካቲት 12 ተረኺበን ሕቑፊ ዕምበባ ከመዘቐመጣ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ገሊፀን።

ፀገማት እንተጋጥሙ ብምዝታይን ብምምኽኻርን ምፍታሕ ከምኡ እውን ቀትሪን ለይቲን ብምስራሕ ካብ ድኽነት ምንጋፍ ከምዝግባእ ኣገንዚበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment