ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም።

ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ እዚ ንሕና ንመከላከያ ክንገብሮ ካብ ዝግበአና እቲ ዝነኣሰ ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ቅድመ ሐዚ ናይ ሓደ ወርሒ ደመወዞም ንሰራዊት ከምዘበርከቱ ገሊፆም።

ንድሕረ ሐዚ እውን ብዝተፈላለየ መልክዑ ኣብ ዝግበር ደገፍ ኣብ ጎኒ መከላከያ ሰራዊት ከምዝኾኑ ምግላፆም ካብቲ በዓል ስልጣን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment