ናይ ጎሀ ፂዮን ደጀን መንገዲ ፅባሕ ኣገልግሎት ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግህሰት ምኽኒያት ዝተዓፀወ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወስድ መንገዲ ፅባሕ ኣገልግሎት ንምጅማር ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ መገዲታት ኢትየጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ተዓፅዩ ዝነበረ መገዲ ብማእኸላይ ብሓደ ጊዘ ክሳብ 20 ድማሚት ብምጥቃም ልዕሊ 10 ጊዜ ድማሚት ብምንቷግ ኢዩ ንምኽፋት ዝስራሕ ዘሎ።

ስለዝኾነ እቲ መንገዲ ፅባሕ ኣገልግሎት ንምጅማር ይስራሕ ከምዘሎ ካብቲ በዓል መዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment