ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን።

ናይቲ ኮከስ ሰብሳቢት ወይዘሮ ኣበባዬ ገዛኸኝ፥ ዝተፈላለዩ ስንቅን ናይ ንጽህና መሐለዊ ናውቲታት ናብ ግንባር ንምልኣኽ ኣብ ዝግጅት ከምዘለዋ ገሊፀን።

ኣብቲ ዝግጅት፥ ቆሎ፣ በሶ ፣ ደረቕ እንጀራ፣ ኩኪስን ንደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን ናይ ንፅህና መሐለዊ ናውቲታት ካብ መንግስትን ውልቀ ድርጅታትን ከምዝተኣከበ ተዛሪበን ከብል ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment