ናይ ደሴ ከተማ መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላስ ወፊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደሴ ከተማ መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላስ ናብ ግንባር ወፊሮም።

እቶም መናእሰይ ናብ ናይ ህልውና ወፍሪ ብምሕዋስ ታሪክ ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም።

ናይቲ ከተማ ከንቲባ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል÷ መናእሰይ ፀላኢ ናብታ ከተማ ክኣብ ዝመፅእ እንተይተፀበዩ ኣብ ግንባር ብምቅላስ ዘርእይዎ ዘለዉ ተበግሶ ታሪካዊ ኢዩ ኢሎም።

ብስንታየሁ መሀመድ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment