ናይ ወርቂን ብሪን ገይፂታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ብርበራ ልዕሊ 8 ኪሎ ግራም ወርቂን ብሩርን ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ካብ ሕብረተሰብ ብዝበፅሖ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝኦም ብዝተገበረ ብርበራ ንግዚኡ ዋግኡ ዘይተፈለጠ ሓደ ኪሎ ግራምን ፈረቓን ወርቂን ሽዱሽተ ኪሎን ፈረቓን ብሪን ገይፀመይፂ ተኸዚኑ ብምርካቡ ብምርመራ እናተፃረየ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ተጠርጣሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ኣብ ሓደ ማሕበር ኣክሲዮን ማሕበር ንግዲ መካየዲ ስራሕን ኣብ ካሊእ ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኣካቢ ቦርድን ካብ ምዃን ወፃእ ኣብ ስራሕቲ ንግዲ ዝተዋፈረ ከምዘይኮነ ተሓቢሩ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment