ናይ ኪነ ጥበበብ ሰብ ሞያታት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኪነ ጥበበብ ሰብ ሞያታት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም።

እቶም ሰብ ሞያ ኣብቲ ከባቢ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ዘቕርብዎም ስራሕቲ ጥበብ ወነ ዝቕስቕሱን ሃገራዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን ኢዮም።

ኣብቲ መድረኽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጉልህ ቀረርቶታት፣ ፉከራታት ከምኡውን ሙዚቃን ስነ ፅሑፍን ኣቕሪቦም።

እቶም ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ንሃገር ዝኽፈል መስዋእቲ ንምኽፋል ምዝግጃዎም ኣረጋጊፆም።

ፀላኢ ቀይሕ መስመር ሓሊፉ ኢዩ ዝበሉ እቶም ሰብ ሞያታት፥ መናእሰይ መከላኸሊ ሰራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊን ናብ ካልኦት ኣደረጃጀታትን ብምሕዋስ ሃገሮም ምሕላው ከምዝግበኦም ኣተሓሳሲቦም።

ብኣፈወርቅ እያዩን ለይኩን ዓለምን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment