ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ትካል ኢኖቬሽን ሕጊ ሄግ ብምትሕብባር ምስ መሬት ዝተተሓሓዙ ጎንፂታት ንምፍታሕ ዘኽእል ልምዲን ተሞክሮን ዝሓዘ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተሰናዲኡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ላዕወሎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣብ ምድላው እቲ ሰነድ ዝተሳተፉ ሰብ ሞያ፣ ተወከልቲ ትካል ሄግ ከምኡ እውን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

Comments (0)
Add Comment