ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ።

ናይ ፌደራል፣ ክልልን ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባቲ ግንባር ዝተዋፈረ ሚሊሻ ጎብኒዮም።

ናይቲ ፍሉይ ዞባ ወረዳታት፣ ካብ ደቡብ ወሎን ዓፋር ክልልን ዘዋስንዎም ቦታታት ዝተዋፈረ ሚሊሻ ናይ ግብረ ራዕዲ ጉጅለታት ሸሊኾም ምእታው ዝኽእልሉ መገዲ ሙሉእ ብሙሉእ ዓፂና ኢሎም።

ናይ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስትር ዴኤታ ኣሕመዲን መሓመድ (ፒ ኤች ዲ) ናይ ፖለቲካ ኣመራርሓ፣ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ናይ ፀፅታ ሓይሊን እቲ ጉጅለ ራዕዲ ንምምካት ዝገበርዎ ምድላው ንኢዶም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment