ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ካብ ኩሉ ከባቢታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ዝተሳተፍሉ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ጁንታ ብፅኑዕ ከምዘውግዙ ገሊፆም።

ኣብቲ ሰልፊ ኣነ ናይ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀን ኢየ፣ ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ፣ ንሃገረይ ክወፍር ኢየ፣ ኢትዮጵያ ካብ ፈተናኣ ንላዕሊ ሓያል ኢያ፣ ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ፣ ህዝቢ ወላይታ ናይ ሃገሩ ዘብዒ ኢዩ ዝብሉን ካልኦትን መፈክራት ኣስሚዖም።

ብጥላሁን ሁሴን

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment