ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣመራርሓታት ኢዜማ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ኣዲስ አበባ ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣመራርሓታት ፓርቲ ኢዜማ ሎሚ መዓልቲ ምፍናው ተገይሩሎም።

ኣቦ መንበር ኢዜማ ኣይተ የሽዋስ ኣአሰፋ፥ ኣመራርሓ ናብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊቱ ከምዘበረታትዕን ኣባላቱ ድማ ናብ ስልጠና ብምእታው ናብ ሰራዊት ምክልኻል ተፀምቢሩ ንሃገሩ ጠጠው ከምዝብልን ገሊፆም።

ኢዜማ ናፅነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ኩሉ ግዘ ኣብ ቅድሚት ከምዝስለፍ እውን ኣብሪሆም።

“ናብ ግምባር ዝዘምቱ ኣመራርሓታት፥ ኢትዮጵያ ኣብ ፈተና ኣብ ዝኾትሉ እዋን መስዋእትነት ምኽፋል ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣብ ደምና ዘሎ ምዃኑ ብምፅራሕ፤ ብዓወት ከምንምለስ ኣይንጠራጠርን” ኢሎም።

ብዘመን በየነ

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment