ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓገዝ ዝገብሮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብቲ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት፥ በረራ ከምዝገበራ እቲ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡

ብሰመራ ኣቢሉ እውን ኣድላዪ ከይዲ ዝተኸተላ 83 ድጋፍ ዝሓዛ ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝተለኣኻ እተን ሚኒስትር ዲኤታ ኣብሪሀን፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment