ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ።
ብሬን፣ ክላሽንኮቭን ካልኦት ጠያይቲን ብክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ወረዳ ሃመር ብጀልባ ብምሽጋር ብሞተር ሳይክል ኣቢሉ እናፀዓኑ እንተለዉ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።
ማዕከላዊ ኢንተለጀንስ ገበን ፖሊስ ፌዴራል መስ ማሕበረሰብ እቲ ከበባቢ ብምትሕበባር ብዝገበሮ ወፍሪ እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።