ናብ ትግራይ 229 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲ ሕክምና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናብ ክልል ትግራይ ግምቶም 229 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲ ሕክምና ከምዝተኸፋፈለ ኣገልግሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ መቐለን ሽረን ዝርከቡ ጨንፈር ቢሮታቱ ብኽፋል ስራሕ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጡ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር አብዱልቃድር ገልገሎ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣፋውስ ብሰለስተ ኣንፈታት ናብ ትግራይ እናተኸፋፈሉ ይርከቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment