ናብ ሃገር ዝኣተወ ጉጅለ ዳያስፖራ በቲ ወራሪ ሓይሊ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብ ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ኣዶ ሃገር ስዒቡ ናብ ሃገር ዝኣተወ ጉጅለ ዳያስፖራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብ ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣቕኒዑ።

ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን ንምዕዛብ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዓፋር ኣቕኒዖም።

ኣብ ጉዕዞኦም ካብ ዓፋር ጀሚሮም ናብ ክልል ኣምሓራ ቀፂሎም ዑደት ክገብሩ ኢዮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment