ናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንናርዶስ በቀለ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኔፓድ) ኮይነን ተሸይመን።

መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ንኢትዮጵያዊት ናርዶስ በቀለ ዋና ፈፃሚት ስራ እቲ ኤጀንሲ ገይሩ መሪፁ ኣሎ።

በዓልቲ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲ ዝኾና ናርዶስ በቀለ፥ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተፈላለዩ ትካላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝተውሃቡወን ልኡኽቶታት ብሓላፍነት ኣገልጊለን።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ተወካሊት ልኡኽ ዲፕሎማሲ ወቅድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኣብታ ሃገር መተሓባበረቲት ዩኤንዲፒን ኢየን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment