ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

“ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንኣተኣማማኒን ቀፃልነት ዘለዎን ዕድል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣልጀሪያ መበል ሻውዓይ ጉባኤ እተን ሃገራት ተሳሊጡ።

14 ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ኣብቲ ጉባኤ ተስማዕሚዐን።

ኣብቲ ስምምዕነት ክታመን ካብ ዘንበራ፥ ሩሲያ፣ ኢራን፣ ኳታርናን ቬንዙዌላን ተረቋሕቲ ኢየን ክብል ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment