ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሓት ብርቆ ተሾመን ጫልቱ ተሾመን ትውልዲ ከባቢአን ኣብ ኣምቦ ኢዩ።
እተን ኣሓት ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ትምህርት ቤት ብመሰረታዊ ውትድርና ካብ መንጎ ዘመረቖም ምልምል ወታደራት ኢየን።ናቸው።
ኢትዮጵያ እንትትፅውዕ ንሕና ደቂ ኣንስቲዮ ኢና ነፅናሕ ኣወዳት ይውፈሩ እንተይበላ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተሓዊሰን። ኣብ ኣምቦ ዘለዉ ኣቦአንን ኣዴአንን ዝሰምዑ ፀኒሖም ኢዮም።
ስልጠነአን ብብቕዓት ዛዚመን ብመሰረታዊ ውትድርና ምልምል ወታደራት ብምዃን ተመሪቐን።
ብዛዕባ ስልጠነአን እንትሕተታ “ ምንም ኣይከበደናን፤ ሰብ ዝሰርሖ ሰሪሕና ኦና” ብምባል ብኹርዓት ምላሽ ሂበነ።
ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ብዛዕባ ዘለወን ምድላው እንትገልፃ ድማ፤ ““ነብስና ክሳብ ዘላ ንባዕልትናን ሃገርናን ኣይነንክአን” ምባለን ኢፕድ ዘጊቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።