ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ምክትል ፕሬዚዳንት ዶክተር ኣብራሃም ተኸስተን ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ጥምር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራልን ብሄራዊ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፥ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ብምብፃሕ ሃገር ንምብትታን እናሰርሑ ዝነበሩ ኣባልት ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝገብሮ ልኡኽቶ እናቐፀለ ይርከብ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment