ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ምስቲ ኮሚሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኮሚሽነር ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ኮሚሽን ነቶም ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ዘኽእሉ ስራሕቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

እዚ ዕዉት ንክኸውን ኩሉ ኣካል ደገፍ ክገብር ከምዝግባእ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment