ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ቡቤዬ ማይጋ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት መስ ዝተፈፀመ ሙስና ዕድጊት ኣውሮፕላን ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዕድጊት ኣውሮፕላን ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሂም ኬታ ካብ ዝግባእ ንላዕሊ ዋጋ ንክወፅእ ተሳቲፎም ኢዮም ዝብል ክሲ ኢዩ ቀሪቡሎም።
ጠበቐኦም ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ ዝርዝር ጉዳያት እስራት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ገልፂ ኣይኮነን ኢሉ።
ኣውሮፕላን ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብ40 ሚሊየን ዶላር ዝተዓደገ እንትኸውን፥ ዋግኡ ኣዝዩ ክባር ኢዩ ብዝብል ኢዩ ወቐሳ ቐሪቡ ነይሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።