ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ኣብ መበል 58 ዕድሚኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብ 1989 ክሳብ 1995 ዓ.ም መበል ሳልሳይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃነ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ብዝሓደሮም ሕማም ከትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዓሪፎም።

ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ በዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ቆልዑትን ኢዮም ነይሮም።

ስነ ስርዓት ቀብሮም ሎሚ መዓልቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣዝማዶምን ኣብ ዝተረኸብሉ ከምዝተፈፀመ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment