ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትትን ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን ገይሮም።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፍሉይ ወረዳ ኣይተ ኣለማየሁ፥ ህዝቢ እቲ ወረዳ ክሳብ ሕዚ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ጥረ ገንዘብን ከምዝገበረ ገሊፆም።
እቶም ነበርቲ 300 ኩንታል ጣፍ፣ 3 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብ፣ 27 ኣባጊዕን ኣጣልን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ደረዘቕ ምግቢታት ብሓገዝ ኣበርኪቶም ኢዮም።
ሎሚ መዓልቲ ድማ 22 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ዝኾን ሓገዝ ምግባሮም እቶም ሓላፊ ምግላፆም ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።