ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብርን ሰንጋታትን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብርን ልዕሊ 200 ሰንጋታትን ሓገዝ ገይሮም።

ካብ ማእኸል ወረዳታት እቲ ዞባ ዝተኣኻኸቡ ሰንጋታት ካብ ጂንካ ከተማን ካብ ወረዳን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታትን ምፍናው ገይሮምሎም።

እቲ ሓገዝ ከተማ ጀንካ ሓዊሱ ኩሎም ወረዳታት ሕድሕዶም ካብ 10 ክሳብ 30 ዝኾኑ ሰንጋታት ብምውፃእ ኢዮም ኣብ ግምባር እናተዋደቑ ህልውና ሃገር ንምሕላው እናተቃለሱ ንዝርቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበርኪቶም ዘለዉ።

የደቡብ ኦሞ ዞን ዋና አስተዳዳሪ አቶ ንጋቱ ዳንሳ እንደገለፁት ÷ የዞኑ ማህብረሰብ 200 የሚጠጋ ሠንጋ፣ ከ15 ሚሊየን ብር በላይ ድጋ በተጨማሪ 1 ነጥብ 2 ሚሊየን ብር የሚሆን የቀለብ ዝግጅት በማዘጋጀት ለሠራዊቱ እንዲደርስ ተደርጓል ማለታቸዉን ደሬቴድ ዘግቧል

ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኦሞ ኣይተ ንጋቱ ዳንሳ፥ ማሕበረሰብ እቲ ዞባ 200 ዝፅግዑ ሰንጋታት፣ ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ከምኡ እውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግመት ቀለብ ብምድላው ናብ ሰራዊት ንኽበፅሕ ከምዝገበረ ምግላፆም ትሬቴደ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment