ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም።

ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንምምካትን ሕጊ ንምኽባርን ዝተጀመረ ወፍሪ ከምዝድግፉ እውን እቶም ነበርቲ ኣረጋጊፆም።

ደጀን ሃገርን መላእ ኢትዮጵያውያንን ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ዝገብሩዎ ሞራላዊን ገንዘባዊን ሓገዝ ከምዝቕፅሉሉ ድማ ገሊፆም።

ካብ ኩለን ወረዳታትን ዞባ ኣርሲን ከተማ ምምሕዳር ኣሰላን ዝተውፃእፅአ ህዝቢ ብናይ ባዕሉ ተበግሶ ዘዋፀኦ ሓገዝ እውን ኣበርኪቱ።

ክሳብ ሕዚ ድማ ልዕሊ 550 ሰንጋታት ዝተኣከቡ እንትኾኑ፥ ካልኦት ወረዳታት ተመሳሳሊ ሓገዝ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ።

የአርሲ ዞንና አሰላ ከተማ ነዋሪዎች ዛሬ የህግ ማስከበር ዘመቻውን የሚደግፍ ሰልፍ ያካሂዳሉ

ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ሕጊ ንምኽባር ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ንምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ ኢዮም።

ብኣፈወርቅ እያዩ

Comments (0)
Add Comment