ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ንኦነግ ሽኔ ኣውጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ንዘብፅሖ ጥፍኣት ኣውጊዞም።

ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ጨነቀ ቡልቻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘግናኒ ተግባር ይፍፅም ምህላዉ ብምግላፅ፥ እቲ ሕብረተሰብ ነቲ ጉጅለ ከቃልዖ ኣለዎ ኢሎም።

ከም ፀብፃብ ኦቢኤን፥ ወረዳ ቦጂ ዲርመጂ ትውልዲ ቦታ ባሮ ቱምሳን ፍልፍል ምሁራንን እንበር መናሃሪያ ሸፋቱ ኣይኮነትን ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment