ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም።

ተወከልቲ እቲ ክልል ካብ ነበርቲ ዝተኣከበ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተረኺቦም ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣረኪቦም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ክልል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ሰማን ሽፋ ካብ ነበርቲ ዝተለኣኸ 3 ሺሕን 200 ኩንታል ሕሩጭ ስርናይን እኽሊ ቅንጨን ምብፀሖም ገሊፆም።

እቲ ሓገዘ ዝተረከቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋ፥ ነበርቲ ክልል ደቡብ ንዝገበሩዎ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም።

ድጋፉ የሕዝቦች መተሳሰብ ከወሰን በላይ መሆኑን ያየንበነት ነው ሲሉ ገልፀዋል።

ቅድም ክብል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ንክልል ትግራይ ሓገዝ ምግባሮም ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment