ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም።

እቶም ነበርቲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ቀዳማይ ዓመት  እንትዝክሩ ሃገራዊ ነታት ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብ ምፍኣም ኩሉ ድጋፍ ንምግባርን ንምንቕቓሕን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብነብዩ ዮሐንስ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment