ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

እቲ ህዝባዊ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ጅማ ይግበር ኣሎ።

እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምኽባር ይገብሮ ንዘሎ ቃልሲ  ድጋፎምን ናእደኦምን ገሊፆም።

ብተወሳኺ ምዕራባውያን ኣብ ቀልቀል ሞት ንዘሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምትራፍ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነት ደውንከብሉ ሓቲቶም።

“ናይ ውሽጢ ይኹን ግዳማዊ ፀላእቲና ምምካት ንኽእል ህዝቢ ኢና” ብምባል ህልውና ሃገር ንምሕላው ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ከምዝብሉ ገሊፆም።

ብኣብዱረህማን መሃመድን ሙክታር ጠሃን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment