ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለ ራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም።

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና ህዝቢ ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ኢዩ፣ ስጉምቲታት ጭካነ ሸኔን ወያኔን ኣጥቢቕና ነውግዝ፣ ወያነ ናይ ኢትዮጵያ ኩሉ ፀላኢ ኢያ፣ ዝብሉ ጭርሖታት ተመሓላሊፎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment