ነበርቲ ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ኣባላት ሚሊሻን ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም።

እቶም ነበርቲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ንኣካላት ፀፅታ እንግዶት ምሳሕ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ነቲ ሰራዊት ዘለዎም ወገናዊነት ብተግባር ንምርኣይ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ኣበረታተዖምዎም፡፡

ኣብቲ እንግዶት ምሳሕ ላዕለዋይ ኣመራርሓ እቲ ግምባር ናይ ክብሪ ጋሻ ኮይኖም ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዘተኣማምን ምድላው ከምዝርከብ ኣብሪሆም፡፡

ፀላኢ ዝዓረደሉ ከባቢ መቕበሪኡ ከምዝኸውን ተዛሪቦም፡፡

ፍልፍል፦ ፌስ ቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment