ነበርቲ ከተማ መቐለ መዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ማዕልታዊ ናብርኦም ጀሚሮም።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ  ምስተቖፃፀረ ምንቅስቓስ እታ ከተማ ናብ ስሩዕ ተመሊሱ እዩ።

ሹቓት፣ ካፌን ምንቅስቓስ ትራንስፓርት ናብ ንቡሩ ስርሖም ምምላሶም ኣፍቲ ቦታ ዝርከብ ፀብፃቢ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment