ነበርቲ ባቢሌ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምቅላስ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ኣብጎኒ ሰራዊት ኮይኖም መስዋእቲ ንምኽፋል ከምተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ባቢሌን እታ ወረዳን ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም።

ሰላምን ፀፅታን እቲ ከባቢ ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ብዝተወደበ መልክዑ ንሰረዊት ምክልኻል ብዝኾነ ይኹን ገዲ ሓገዝ ንምግባር ከምዝተዳለዉ እውን ኣብ ዘሓዙዎ ጭርሖ ገሊፆም።

ልዕሊ 5 ሺሕ ዝኾኑ ነበርቲ ወረዳን ከተማን ባቢሌ ሎሚ መዓልቲ ኣብታ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እናብፀሖ ዝርከብ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ብምኹናንን ክሳብ መስዋእትነት ንምውዳቕ ከምዝወሰኑን ተዛሪቦም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ከሓድቲ ህወሓትን ሸኔን ኣብታ ሃገር እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ተግባር ንምምካት ብሓድነት ንምዝማት ድልዋት ምዃኖም ኣፍሊጦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment