ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይገብሩ ኣለዉ።

እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣፍራስ ብምሓዝ ካብ ለይቲ 10 ሰዓት ጀሚሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዘምርሑ ኦቢኤን ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

Comments (0)
Add Comment