ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሌስተር ሲቲ ኣተኣናጊዳ1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡

ብሕታዊት ሸቶ ቼልሲ ማርክ ኩኩሬያ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡

እቲ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ ብ49 ነጥቢ 4ይ ደረጃ እንትትቅመጥ ሌስተር ሲቲ ብ17 ነጥቢ ኣብ መበል 19 ደረጃ ትርከብ፡፡

ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ካሊእ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቶትንሃምን ቦርንማውዝን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡

Comments (0)
Add Comment