ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ ታይዋን ምርኣያ ስዒቡ መጠንቀቕታ ሂባ።
ቻይና “ኣሜሪካ ሰላመይ ንምህዋኽን ኣብቲ ዞባ ዘይምርግጋእ ንምፍጣረውን ብሚሳኤል ተሸከምቲ መርከብ ባሕሪ ዝተሓገዘ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ገይራ ኢያ” ክትብል ገሊፃ፡፡
ኣሜሪካ ብግደኣ፥ “ኣብ ናፃ ባሕሪ ዝገብሮ ኣካል ትዕዝብቲን ዓለም ለኸ ሕጊ ተኸቲለ ዝፍፅሞ ኢዩ” ኢላ።
ኣሜሪካን ቻይናን ናብ ህልኽ ዘእትዉ መሰል ጎንፂ ዝቕስቅሱ ምንቅስቓሳት ኣብ ከባቢ ባሕሪ ደቡብ ቻይና እናገበረት ምፅንሓን ካብ ቻይና ተደጋጋሚ መጠንቀቕታ ከምዝውሃባን ፍልፍለታት ፀሪሑ ሬውተርስ ፀብጺቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com