ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺህ ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 2 ሺህን 160 ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂቡ።

ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ እቶም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ንከይቃልዑ ዘድሊ ህፁፅ ሓገዝ ከምዝኾነ ሓቢሩ።

መንግስቲ ቻይና ንኢትዮጰያ ዝገበሮ ሓገዝ ነቶም ዜጋታት ይከፋፈል ከምዘሎ ኣብቲ መግለፂ ተሓቢሩ።

ዝተገበረ ሓገዝ ክልቲአን ሃገራት ዘለወን ዓሙይቕ ሕውነት ዘርእይ ከምዝኾነ እቲ መግለፂ ኣገንዚቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment