ቻይና ንዝተጎድኣ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምእትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንዝተጎድኣ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምእትገብር ኣፍሊጣ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዋንግ ዪ፥ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያነ ጅቡቲን ደገፍ ዝግበረለን ሃገራት ከመዝኾና ተዛሪቦም።

እዚ ድማ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ንክመፅእ ቻይና እትገብሮ ተግባራዊ ደገፍ መርኣዪ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment