ቻይና ንዓውዲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ዣኦ ዢዩዋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንዓውዲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ገሊፆም።

ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩዋን፣ ኣብ ክልላት ሲዳማ፣ ኣምሓራን ደቡብን ከምኡወን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ኣብ ወርሒ መጋቢት ዑደት ከምዝገበሩ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዑደቶም ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንክልቲአን ሃገራት ዕድል ስራሕን ኩለ መዳይ ረብሓን ብምፍጣር ልዑል ግደ ከምዘሎዎ ተዛሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment