ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ።

እቶም 26 ተምሃሮ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2023/2024 ዓ.ም.ፈ ትምህርቲ ዝጅምሩ እንተኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም።

ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዚዩአን፥ ሃገሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ሽግግር ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ብዘላቕነት ከምእትድግፍ ገሊፆም።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል እቶም ኣምባሳደር ምዝራቦም ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment