ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ።
እቲ ማእኸል ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ።
እቲ ማእኸል ናብ ቻይና ዝግበር ጉዕዞ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓበሬታ ንምሃብ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብወንድሙ ኣዱኛ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።