ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ንፖሊስ ፌዴራል ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደገፍ ገይራ።

ብመሰረት እዚ ሓሙሽተ ኮሮላ ክሮስ ፓትሮል ተሽከርከርቲ፣ ጥይት ምክልኻል ዘኽእል ሓንቲ ተሽከርካሪት፣ ዲጂታል  መሳርሒታት ፎረንሲክ ላብራቶሪን ገንዘብን ሓዊሱ ቻይና ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ዝግመታ ተሽከርከርቲን ዕጥቅን ደገፍ ገይራ።

እቲ ደገፍ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዥየዋን ንኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣረኪቦም።

ጀነራል ደመላሽ፥ እቲ ትካል ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ንክቀላጠፍ፣ ምንቅስቓስ ንግዲ ነክጉልብትን ድሕንነት ኢንቨስትመንት ንክሳለጥን እቲ ደገፍ ልዑል ግደ ክምዘለዎ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment