ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝኸውን ተወሳኺ 2 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝኸውን ተወሳኺ 2 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ደገፍ ኣብ ክልል ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ኦሮሚያን ኣምሓራን ንዘለዉ ብድርቂ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ክልላት ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ኦሮሚያን ምኽኒያት እዋኑ ዝሓለወ ዝናብ ዘይምህላው ኣብ ኣምሓራ ድማ ብዝነበረ ጎንፂ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰባት ንሓገዝ ምግቢ ምቅልዖም ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment