ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተኸፈተ ኲናት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ኲናት ናይ ሓበሬታ፣ ዲፕሎማሲ፣ ሳይበርን ተልእኾን ዘካተተ ኢዩ ኢሎም።
እዚ ኣቐዲምና ብምግንዛብና ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን ኣጠናኺርና ኢና ኢሎም።
እቶም ትካላት ፀፅታ እንትህነፁ ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ዝጠመቱ ከምዝነበሩ ብምግላፅ፥ ዜጋታት ናብ እቶም ትካላት እንትኣትዉ ዘርኦም፣ እምነቶም፣ ፖለቲካዊ ኣረኣእየኦምን ሒዞም ከይኣትዉ ከምኡ ውን ብረብሓ ተታሊሎም ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ኩነታት ከይፈጥሩን ብዘኽእል ህንፀት ዓቕሚ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።
ብመሰረት እዚ ንሎሚ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ንፅባሕ እንሓስቦ ትካል ብምዃን ይህነፅ ኣሎ ኢሎም።
በዚ ከይዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 95 ሚኢታዊ ከምዝተዓወተሉ ኣብሪሆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።