ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ።

ኣብ ከተማ ሻንጋይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፓ÷ ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ፍርያቶም እናፋለጡ ከምዝኾኑ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ኤክስፖ÷ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ካብ ዝመፅኡ ሰባት ብተወሳኺ ብዝተፈላለዩ ተፀዋዕቲ ትካላት ንግዲ ቻይናን ማሕበራዊ ሓለፍቲን ዑደት ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment