ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፈላለያ ትካላት መበል ሓምሻይ ዙር ደገፍ ምግባሮም ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ 15 ሚሊየን ብር ከምዝለገሰ ሓቢሩ።

ብተወሳኺ ካንትሪ ትሬዲንግ፣ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ፓርክ፣ ሁደየብ ጀኔራል ትሬዲንግ፣ ቢ ኤንድ ሲ አሉሙኒየም፣ ኣያት ሸር ኩባንያ፣ ይርጋ ሃይሌን ቤተሰቡን፣ ዲ ኤም ሲ ትሬዲንግ፣ ከርቻንሴ ትሬዲንግ፣ ኪም ክዋንዎ፣ በያን ኢብሮ ኣብደላ፣ ኣኮርዲያ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበርን ቲ ኤን ቲ ኮንስትራክሽን ኤንድ ትሬዲንግ ንሕድሕዶም 10 ሚሊየን ብር ለጊሶም።

እቲ ቤት ፅሕፈት ፃውዒት ተቐቢሎም ደገፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment