ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ።
ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ ምስ ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ቤት ዕዮ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ካብ ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ሃገር፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ፋይናንስ፣ ዋና ዳይሬክተር ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኮርፖሬሽን ከምኡውን ካብ ኮምኘሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዝመፅኡ ኣመራርሓታት ኢዩ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
Comments (0)
Add Comment